ራእይ ቀመር
ራእይ ቀመር
- ንማሕበረስብና ዝምጥንን ዜቤታዊ ዝተፈላለዩ ናይ ሒሳብ ቀመራት ብምትእትታው ተመራፂ ናይ ፋይናንስ ትካል ምፍጣር።
ልኡኽ ቀመር
ልኡኽ ቀመር
- ኣባላት ብቑዕን ዘተኣማምንን ግልጋሎት ዕቋር ብምሃብ ናይ መድሕን ውሕስና ዘለዎ ልቓሕ ግልጋሎት ረኺቦም ኣብ ኢንቨስትመንት ተዋፊሮም ምዕቡል ናብራ ክህልዎም ምግባርን ከም ማሕበር ኣብ ኢንቨስትመንት ምውፋርን ኣብ ማሕበራዊ ዕዙዝ ዓሸራ ምዕራፍ እዩ፡፡
ሓፈሻዊ ዕላማ ማሕበርና
- ኣባላት ብውልቀኦም ክዋፅእዎ ዘይኽእሉ ናይ ሓባር ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማቶም ፍልጠቶም፣ ሃፍቶም፣ ግዜኦምን ጉልበቶምን ብምውህሃድ ምቅላልን ምፍታሕን እዩ ፡፡
Portfolio
===========
Qemer Sacco is a member-focused financial cooperative offering a range of savings and loan services designed to support financial growth and stability. Our portfolio includes tailored loan products, secure savings plans, and investment opportunities that empower individuals and businesses. With a commitment to trust, transparency, and innovation, we strive to provide accessible financial solutions that foster long-term prosperity for our members.
4000+
ኣባላት
ጠቅላላ ኣባላት
20+
ሰራሕተኛታት
ውፍያትን ብቁዓትን
1800+
ኣባላት
ልቓሕ ዝወሰዱ
2
ጨንፈራት
ኣብ ከተማ መቐለን ሓውዜን
Our mission is to empower our members by providing innovative, reliable, and accessible financial solutions.
እንህቦም ግልጋሎታት
እንህቦም ግልጋሎታት
ሜጋ ዕቋርን ልቓሕን
✅ኣብ 21 መዓልቲ 35% ናይቲ ዝልቅሕዎ ብምዕቛር ኣብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ ዝምለስ ካብ 30,000-600,000 ብር ዝልቅሕሉ እዩ።
ሓፂር ዕቋርን ልቓሕን
✅ካብ 45-90 መዓልቲ 35% ናይቲ ዝልቅሕዎ ብምዕቛር ኣብ ውሽጢ 12 ወርሒ ዝምለስ ካብ 50,000-600,000 ብር ዝልቅሕሉ እዩ
ልዑል ዕቋርን ልቓሕን
✅ወርሓዊ ካብ 30,001 - 100,000 ብር ንተኸታታሊ 4ተ ወርሕን ልዕሊኡን ብምዕቛር 4ተ ዕፅፊ ናይ ዕቋሮም ኣብ ውሽጢ 3ተ ዓመት ዝምለስ ክሳብ 10,000,000 ብር ዝልቅሕሉ እዩ
መደበኛ ዕቋርን ልቓሕን
✅ወርሓዊ ካብ 250 30,000 ብር ንተኸታታሊ 6ተ ወርሕን ልዕሊኡን ብምዕቛር 6ተ ዕፅፊ ናይ ዕቋሮም ክሳብ 10,000,000 ተለቂሖም ኣብ ውሽጢ 10ተ ዓመት ዝምለስ ልቓሕ እዩ
ናይ ተሽከርከርትን ገዛን ዕቋርን ልቓሕን
✅ኣብ ሓደ ወርሒ 60% ብምዕቛር 40% ዝልቅሕሉ
✅ኣብ 3ተ ወርሒ 50% ብምዕቛር 50% ዝልቅሕሉ
✅ኣብ 6ተ ወርሒ 40% ብምዕቛር 60% ዝልቅሕሉ
✅ኣብ 8ተ ወርሕን ልዕሊኡን 30% ብምዕቛር 70% ዝልቅሕሉ
ቁፅርታት ባንኪ ዕቋርን ልቓሕን ቀመር
ቁፅርታት ባንኪ ዕቋርን ልቓሕን ቀመር
QEMER SACCO F.C
QEMER SACCO F.C
Best Player Of The Match
==========
Best Player Of The Match
==========
Best Player Of The Match
==========
Best Player Of The Match
==========
Best Player Of The Match
==========
Best Player Of The Match
==========
Our Team
Our Experienced Experts
**Experienced Team at Qemer Sacco** At Qemer Sacco, our success is driven by a team of highly experienced and dedicated professionals. With expertise in finance, customer service/
Fisseha Gebru
Chair Person
Hagos
Manager
News and Events
Latest Daily Updates