እንህቦም ግልጋሎታት
እንህቦም ግልጋሎታት
ሜጋ ዕቋርን ልቓሕን
✅ኣብ 21 መዓልቲ 35% ናይቲ ዝልቅሕዎ ብምዕቛር ኣብ ውሽጢ 3ተ ወርሒ ዝምለስ ካብ 30,000-600,000 ብር ዝልቅሕሉ እዩ።
ሓፂር ዕቋርን ልቓሕን
✅ካብ 45-90 መዓልቲ 35% ናይቲ ዝልቅሕዎ ብምዕቛር ኣብ ውሽጢ 12 ወርሒ ዝምለስ ካብ 50,000-600,000 ብር ዝልቅሕሉ እዩ
ልዑል ዕቋርን ልቓሕን
✅ወርሓዊ ካብ 30,001 - 100,000 ብር ንተኸታታሊ 4ተ ወርሕን ልዕሊኡን ብምዕቛር 4ተ ዕፅፊ ናይ ዕቋሮም ኣብ ውሽጢ 3ተ ዓመት ዝምለስ ክሳብ 10,000,000 ብር ዝልቅሕሉ እዩ
መደበኛ ዕቋርን ልቓሕን
✅ወርሓዊ ካብ 250 30,000 ብር ንተኸታታሊ 6ተ ወርሕን ልዕሊኡን ብምዕቛር 6ተ ዕፅፊ ናይ ዕቋሮም ክሳብ 10,000,000 ተለቂሖም ኣብ ውሽጢ 10ተ ዓመት ዝምለስ ልቓሕ እዩ
ናይ ተሽከርከርትን ገዛን ዕቋርን ልቓሕን
✅ኣብ ሓደ ወርሒ 60% ብምዕቛር 40% ዝልቅሕሉ
✅ኣብ 3ተ ወርሒ 50% ብምዕቛር 50% ዝልቅሕሉ
✅ኣብ 6ተ ወርሒ 40% ብምዕቛር 60% ዝልቅሕሉ
✅ኣብ 8ተ ወርሕን ልዕሊኡን 30% ብምዕቛር 70% ዝልቅሕሉ
ናይ ህፃናት ዕቋር
✅ካብ 18 ንታሕቲ ዝኮኑ ህፃናት ሰብ ራኢ ኮይኖም ንክዓብዩን ናይ ምዕቛር ባህሊ ከማብሉን ኣብ ህንፀት ህፃናት ዓብዩ ታራ ዘለዎን ኮይኑ መመዝገቢ ናፃ ወርሓዊ ዕቋር ካብ 200 ብር ንላዕሊ እዩ
ቀመር ዕቋር ደፍተር
✅ኣባላት ይኩን ዘይኣባላት ብሰናይ ድሌቶም ብዝለዓለ መጠን ዕቛር ወለድ ገንዘቦም ወፃኢን ኣታውን ዝገብርሉን ገንዘቦም ውሕሰ ኣብ ዝኮነ ዝዓቁርሉን ዕቋር እዩ
ግዜ ገደብ ዕቋር
✅ኣባላት ይኩኑ ዘይኣባላት ምስ ዕቋርን ልቓሕን ቀመር ወለድ ብውዕሊ ሰምምዕ መሰረት ገንዘቦም ውሕሰ ኣብ ዝኮነ ዝዓቁርሉን በቲ ውዕሊ መሰረት ገንዘቦም ወፃኢን ኣታውን ዝገብርሉ መሰርሕ ዕቋር እዩ
ማሕበራዊ ጉዳይ ዕቋርን ልቓሕን
✅ንመርዓ ንምረቓ ንክርስትናን
✅ንትምህርቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን
✅ንሕክምና ውሽጢ ዓድን ወፃእን
ካልኦት ተመሳሰልቲ ማሕበራዊ ጉዳያትን ክሳብ 150,000 ዝልቅሑሉ ዕቋርን እዩ
ናይ ሓረስቶት ዕቋርን ልቓሕን
✅ን6ተ ወርሕን ልዕሊኡን ብተኸታታሊ ካብ 250-30,000 ብምዕቛር ዕፃ ከይሓወሰ ንደቂ ተባዕትዮ 5ተ ዕፅፊ ንደቂ ኣነስትዮን ኣካለ ጉዳኣትን 6ተ ዕፅፊ ኣብ ውሽጢ 3ተ ዓመት ዝምለሰ ክሳብ 1,000,000 ዝልቅሑሉ ዕቋር እዩ