እንኳዕ ደስ በለኩም ኹሉኹም ደገፍትና
ኣብ ዝሓለፉ ዓማዋቲ ኣብ ጋንታና ፅቡቕ ምንቅስቓስ ካብ ዝገበሩ ዝነበሩ ማልያ ቁፅሪ 18 ሃፍቶም ጌታቸው (ቄሳር) ናይ ሙኮራ ግዜ ብዝግባእ ወዲኡ ምስ ዋና ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ክጎዓዝ እዩ። ከም ጋንታ ድማ ናይ ምፍናው ስነስርዓት ተኻይዱሉ🙏
ፅቡቖ ይፃናሕኻ

© 2025 QEMER SACCO— Copyright .